Product Description
መንፈስ ቅዱስ እዛ መጽሓፍ ብቅዱስ ዲዲሞስ ኣብ 370-380 ዓ.ም ድ/ክ ዝተጻሕፈት ኮይና፡ ነቶም ኣምላኽነት መንፈስ ቅዱስ ዘይቅበሉ፡ ኣምላኽነት መንፈስ ቅዱስ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ካብተን ብግቡእ ዘርእያ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ ኣብ ታሪኽ ቤት-ክርስቲያን ብዛዕባ መንፈስ ቅዱስ ዝምልከት ካብተን ፍልጥቲ እያ

Reviews
There are no reviews yet.