Product Description
ራእይ ዘለዎ ወለዶ እዛ መጽሓፍ ብዲያቆን ኣሸናፊ መኮነን ዝተጻሕፈት ኮይንና ኣብ 2015 ከኣ ብኣቦና ቀሺ ግደይ ናብ ትግርኛ ተቶርጊማ። እዛ መጽሓፍ፦ ኣገዳስነት ራእይ፡ ዝመስል ነገር፡ ራእይ ዘይኮነ ነገር፡ ገላሊሃ ሓቀኛ ራእይ እተብርህ፡ ኣብ ግዜና ካብተን ኣለዋ ዝበሃላ ኣገዳሲት መጽሓፍ ምዃና ብዙሓት ይእመኑ። ነ ዛ መጽሓፍ ንምርካብ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ርኸቡና፦










Reviews
There are no reviews yet.