Product Description
ስዓበኒ እዚ መጽሓፍ ከመይ ጌርና ንጐይታ ኢየሱስ ከም ንስዕቦ ዝምህረና ጉዑዞ እዩ። ደረጃ ብደረጃ ምስ ንስዕቦ ካብኡ ምስ ንመሃር፡ነብስና ንቀብጻ፡ ኣብ ተልእኾና ነድህብ፡ ንፍቓድ ኣምላኽ ንደሊ፡ ንጽዕር፡ ልብኻ ይመልእ፡ ዘርኢ ትዘርእ፡ ዓሳ ትገፍፍ፡ ሕቖኻ ትዕጠቕ፡ መመሊስካ ትቃለስ። እቲ ዋና ሸቶ ወይውን ዕላማ ኣብ መንፈሳዊ ዓለም ንክርስቶስ ምስዓብ እዩ። ኣብ ህይወት እቲ ዋና ሸቶ እንታይ እዩ፧ ኢሉ ሓደ ተዝሓትት። እቲ መልሲ፦ ኣነ ኣብዚ ዘለኹ ንክርስቶስ ክመስልን ንዕኡ ክስዕብን እዩ እዚ እዩ እቲ ዋና ዕላማ። ጸሓፊ፦ ቆሞስ ቀሺ ዳውድ ለምዒ ትርጉም፦ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር










Reviews
There are no reviews yet.