Product Description
ጽሓፊ፥ ቅዱስ ቄረሎስ ዓቢይ ዘእስክድርያ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ድማ ነቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ነቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዘሎ ምሳሌታትን ትንቢትን፡ ነቲ ኣማናዊ ኣካል፡ ዝኾነ ጐይታ ከም ጽላሎት ኮይኖም ከም ዘገልገሉ ብዘገርም ኣገላልጻ እትዝርዝርን ብብዙሕ ምሥጢራት ዝተመልአትን፡ ንብዙሓት ድማ ኣዒይንቶም እትኸፍት፡ ነቲ ጐይታኦምን ጓሳ ህይወቶምን ዝኾነ ጐይታ ኢየሱስ ብንጹርን ዘየጋጊ መገዲ ንኽፈልጥዎ እትሕግዝን ጠቓሚት መጽሓፍ ኢያ።










Reviews
There are no reviews yet.