Product Description
ቅዱስ ቊርባን እዚ ምስጢረ ቕዱስ ቊርባን እዚ… . . . . • ናይ ምስጢራት ምስጢር • ምስጢር መንግስቲ ኣምልኽ • ምስጢር ኣምላኻዊ ፍቕሪ • ምስጢር ሓድነት ቤተ-ክርስትያን • ምስጢር ቅድስና ህይወት • ምስጢር ዘለኣለማዊ ደስታ • ምስጢር ኦምህይወት • ምስጢር ሞትንትንሳኤንናይቲ ሃረር ንብሎ ዘለና ካልኣይ ምጽኣት ክርስቶስ እዩ። • ምስጢር ናይቲኩሉ ግዜ ኣብ ቤተ-ክርስትያና ዝሰርሕ መንፈስ ቅዱስ ጸሓፊ፦ ቆሞስ ቀሺ ዳውድ ለምዒ ትርጉም፦ እንጂነር ተስፉ ዕቕባጋብር










Reviews
There are no reviews yet.