Product Description
ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ዓለም ሓደ ሓድሽ ናይ ራእስማል ክፍሊ (asset class) ተፈጢሩ ኣሎ። ንሱ ድማ ናይ ክሪፕቶካረንሲ ኢንዱስትሪ ኢዩ። ገንዘብ እንታይ ኢዩ፧ ቢትኮይን እንታይ ኢዩ፧ ክሪፕቶ ካረንሲ ከ፧ እዚ ሕጂ እንዳማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሜታ ቨርስ ወይ ዲጂታላዊ ኣድማስ እንታይ ኢዩ፧ ሓፈሻዊ ካብዚ ዝኸይድ ዘሎ ዲጂታላዊ ሰውራ ናይ ዓለም ከመይ ኢልና ወፍሪ ብምግባር ንረብሕ፧ መጽሓፍ ቢትኮይን መሊሳቶ ኣላ። ሳሙኤል ዑቕባይ










Reviews
There are no reviews yet.