Add Review
ኣርባዕተ መጽሓፍ ብ 40 ኢሮ
40,00 $
1- “ኣብ ሊብያ’ ጠኒሰ” ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት መጽሓፍ ኮይና መሃርቲ ዛንታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ፡ እዛ መጽሓፍ ብብርክት ዝበሉ ኣንበብቲ ልዑል ኣድናቆት ዘትረፈት እያ፡ ፡ 2- “7 ልማዳት ዕውታት ሰባት” ህይወት ብዙሓት ዝቀየረት መጽሓፍ ኮይና፡ ልዕሊ 40 ሚልዮን ቅድሓት ዝተሸጠት ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡፡ 3- “ዘየባትኽ ሕልሚ” ታሪኽ ህይወት ስነጥበባዊ ገዛኢ ዝሓዘት ኮይና፡ ስድርኡ ንምንዳይ ዘሕለፎ ብድሆ ትገልጽ፡፡ 4- “ህያው ምስክር” ደራሲ እዛ መጽሓፍ ኢዮብ ፍስሃጽዮን ንልዕሊ 25 ዓመታት ምስ HIV ዝነበረን ዝነብር ዘሎን ኮይኑ፡ ነቲ መሪር ህይወት ከመይ ከምዝሓለፎን ህይወት ንምቅጻል ዝኸፈሎ ዋጋን እተርኢ ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡ ፡
1 in stock
-
ትርጉም ንእስነት ቶም ስውየር – N’snet Tom Soyer
26,00 $ -
ታሪኽ ሓዘል ቶማስ ሳንካራ
19,00 $ -
ታሪኽ ሓዘል ኣይንፈላለ ካብ 1941 ክሳብ 1960 – Aynfelale kab 1941 ksab 1960
36,00 $ -
ልብ-ወለድ ዝጠመመት መትሎ – ztememe metlo
22,00 $ -
ትርጉም ቆርበት በጊዕ ለበስ (ምርድዳእን ምግጣምን) – korbet BeGie Lebes
19,00 $ -
Uncategorized ኢንሳይክለፐድያ ኤርትራና ቁጽሪ- 2 Eritrean Encyclopedia Part 2
27,00 $










Reviews
There are no reviews yet.