Product Description
ወለላ ጽድቒ እዚ መጽሓፍ ብዙሕ ኣርእስቲ የልዕል። ብሓጺር ኣርእስትን ብሓጺር መደምደምታ ስለ ዝኸይድ ምቁር ወለላ ይገብሮ። ወለላኡ ከምዚ ናይ ምድሪ ወለላ ዘይኮነ ዘይጽገብ “ወለላ ጽድቂ” እዩ። ምስላ ሜላ መምሃሪ መንግሥቲ እግዚኣብሔር እዩ። ጐይታ እውን ዝመሃረ ብምስላ እዩ። ምስላ ኣረዳኢ እዩ። ብዓብዪ ረቂቅ፣ ብንእሽተይ ዓቢ የርኢ። ኣብዚ መጽሓፍ ዘለዉ ምስላታት ዝሰማዕኩዎም ዘንበብኩዎም ክኮኑ ከለዉ ምስ ኣቦታተይ ከዕልል ከለኹ መምሃሪ እንተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ እንዳበሉ ይሓስቡ ኔሮም። ሎሚ ሓሳቦም ተፈጺሙ። ንዘበርቱዑኒ ኣቦታተይ ብርትዐ ይምነየሎም። ንኽብርቲ ቤተ-ክርስትያን ድማ ዕብየት ይኹን።










Reviews
There are no reviews yet.