Product Description
ወዲ-ሰብ እንታይ እዩ እዛ መጽሓፍ ብዛዕባኻ እያ ትዛረበ….. ብዛዕባ ወዲ-ሰብ ብዛዕባ ዓቕምን ድራኸን ወዲ ሰብን ንዕኡ ዝቆጻጸረሉ ኣገባብን ትዛረብ። ሰብ ብኸመይ ከም ዝምራሕ ትገልጽ። ብኣእምሮ እንተኾይኑ፡ እንታይ እዩ ንኣእምሮ ዝመርሖ፧ ሓሳባት እንታይ እዮም ክቆጻጸሩ ይኽእሉ ድዮም፧ ግደ ሕልናን ልብን መንፈስን እንታይ እዩ፧ እቲ ሥጋኸ፧ ሓቀኛ ህይወት እንታይ እዩ፧ ከመይ ኢሉ ፍረ ዘለዎን ዝዝርጋሕን ዝኸውን። ናብ ጉዑዞ ውሽጥኻ ዝወስደካን ንነብስኻን መን ምዃንካን ዝገብር መጽሓፍ እዩ። ካብኡ ሓሊፉ ኵሉ ዓቕምታትካን ጥቕምኻን ከመይ ጌርካ ንጽቡቕ ትጥቀመሎም ከም እትኽእል ይነግረካ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሽኖዳ 3ይ










Reviews
There are no reviews yet.