Product Description
መጽሓፍ ፕሮፌሰር እታ ናይ 6 ዓመት ጻዕሪ ዝፈሰሳ’ሞ ኣብ ኣንበብቲ ከይበጽሐት ብዙሕ መሰናኽል ዝሓለፈት መጽሓፍ። እንሆ መስርሕ ሕትመት ሰጊራ ንመሸጣ ድልውቲ ኮይና ኣላ። መጽሓፍ ፕሮፌሰር 400 ገጻትን 36 ምዕራፋትን ተጠቃልል። ተልእኾ፡ ሕነ ምፍዳይ፡ጅግንነት፡ ተወፋይነት፡ ስለያ፡ ስደት፡ ማሕበራዊ ህይወት፡ ፍቅሪ፡ ከምኡ’ውን ኤርትራዊ ክብረትን ረዚን ሓላፍነት ስድራን እትትንክፍ ልብ ወለዳዊት መጽሓፍ እያ።










Reviews
There are no reviews yet.