Add Review
ኣርባዕተ መጽሓፍ ብ 40 ኢሮ
40,00 $
1- “ኣብ ሊብያ’ ጠኒሰ” ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት መጽሓፍ ኮይና መሃርቲ ዛንታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ፡ እዛ መጽሓፍ ብብርክት ዝበሉ ኣንበብቲ ልዑል ኣድናቆት ዘትረፈት እያ፡ ፡ 2- “7 ልማዳት ዕውታት ሰባት” ህይወት ብዙሓት ዝቀየረት መጽሓፍ ኮይና፡ ልዕሊ 40 ሚልዮን ቅድሓት ዝተሸጠት ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡፡ 3- “ዘየባትኽ ሕልሚ” ታሪኽ ህይወት ስነጥበባዊ ገዛኢ ዝሓዘት ኮይና፡ ስድርኡ ንምንዳይ ዘሕለፎ ብድሆ ትገልጽ፡፡ 4- “ህያው ምስክር” ደራሲ እዛ መጽሓፍ ኢዮብ ፍስሃጽዮን ንልዕሊ 25 ዓመታት ምስ HIV ዝነበረን ዝነብር ዘሎን ኮይኑ፡ ነቲ መሪር ህይወት ከመይ ከምዝሓለፎን ህይወት ንምቅጻል ዝኸፈሎ ዋጋን እተርኢ ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡ ፡
1 in stock










Reviews
There are no reviews yet.