Product Description
ሥግው ቃል እዛ መጽሓፍ ካብ 335 ዓ.ም ክሳዕ 337 ዓ.ም ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ፓትርያሪክ እስክድርያ ዝተጻሕፈት ኮይና። 57 ክፍልታት ዝሓዘት እያ። እዛ መጽሓፍ ብዛዕባ 1- ኣድላይነት ኣምላኽ ብስጋ ምግላጹ፤ 2- ተገሊጹ ዝገበሮ ዋና ዕላማታት ኣገዳስነትን፤ 3- መልሲ ነቶም ኣምላኽ ሰብ ክኸውን ዘሕፍር እዩ ዝብሉ ግሪኻውያንን፤ 4- መልሲ ክርስቶስ እቲ ነብያት ዝተነበይሉ ብሥጋ ዝተገልጸ ኣምላኽ ኣይኮነን ዝብሉ ኣይሁዳውያንን፤










Reviews
There are no reviews yet.